Ängelholms kommunvapen Ängelholms kommunvapen

Verktygsmeny

Hjälp

Sök på webbplatsen

Chatta med oss

Hej, vill du ha hjälp?



Chatten öppnas i nytt fönster i din webbläsare

Texten i chatten sparas och blir en allmän handling som vem som helst kan begära att få läsa.

Regler och villkor för chatten

መንበሪ

ገዛ ትደሊ እንተለኻ ኴንካ ምስ ኣብ ምሉእ ኤንገልሆልም ገዛውቲ ዝውንን ኤንገልሆልምሄም ርክብ ክትገብር ትኽእል። ከም’ውን ክትራኸቦም ትኽእል ሓደ ሓደ ብግሊ ገዛውቲ ዝውንኑ ኣለዉ። ገዛ ወይ መሬት ክትገዝእ እንተ ደሊኻ ምስ ሓደ ደላላይ ተራኸብ።

ድሕሪ መንበሪ ፍቓድ ምርካብካ፡ ኣብ ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስራሕ ናይ ትምህርታውን ሞያውን ድሕረ ባይታኻ ገምጋም ዝገብር ሓደ ናይ መትከል እግሪ ፈጻሚ ጕዳይ ክትረክብ

ናይ ዑቕባ ዝሓተትካሉ ውሳነ ኣብ ትጽበየሉ እዋን፡ ኣብ ናትካ መንበሪ ክትነብር ባዕልኻ እንተ ዘይመሪጽካ፡ ኣብ ናይ በዓል መዚ ኢሚግረሽን መንበሪ ትቕመጥ።

ሰላምን ጸጥታን

ንስኻ ከም ተኻራይን ጐረባብትኻን ብጽቡቕ ምእንቲ ክትነብሩ ነንሕድሕድኩም ክትተሓላለዩ ኣገዳኢ እዩ። ኣብ ውሽጢ ገዛኻን ኣብ ናይ ሓባር ቦታን ሰላምን ጸጥታን ከም ዝህሉ ኣረጋግጽ። ከም ተኻራያይ ናይ ኣጋይሽካ ሓላፍነት እውን ኣለካ። እንተ ተረቢሽካ ምስ ዋና ገዛኻ ተራኸብ። ተደጋጋሚ ርበሻ ከም ተኻራያይ ዘለካ መሰል ናይ’ቲ ገዛ ከተጥፍኦ ትኽእል ኢኻ።

መሕጸቢ ኣዳራሽ

ነቲ መሕጸቢ ኣዳራሽ ንኽትጥቀመሉ ናይ ግድን ግዜ ክትሕዝ ኣለካ። ሓበሬታ ብዛዕባ እዚ ካብ ሓላፍነት ዘለዎ ኣላዪ ገዛውቲ ወይ ዋና ገዛ ይወሃበካ። ንኵሉ ሰብ ምእንቲ ጽቡቕ ክኸውን፡ ናይ ሕጽቦ ግዜኻ ምስ ወዳእካ ነቲ መሕጸቢ ኣዳራሽ ኣጽሪኻ ክትገድፎ ኣገዳሲ እዩ።
ጐሓፍ
ናይ ገዛ ጐሓፍ በብናቱ ተፈላልዩ፣ ብጽቡቕ ተዓሺጉ ብመሰረት ናይ ዋና ገዛ መምርሒ ክድርበ ኣለዎ። ዓበይቲ ጐሓፍ ከም ጥርሙዝ፣ ሓጺን፣ፕላስቲክ፣ ወረቐትን ካርቶናትን ኣብ ናይ ዳግም-መስርሕ መደበር ክግደፍ ኣለዎ። ዝያዳ ብዛዕባ እዚ ኣብ ትሕቲ ”ክትፈልጦ ጽቡቕ” ኣንብብ።

ዲሽ

ዲሽ ክትተክል እንተ ኴንካ መጀመርታ ንፍቓድን መምርሕን ምስ ዋና ገዛኻ  ተራኸብ።

ሽጋራ ምትካኽ

ኣብ መደያይቦ፣ ኣዳራሽ መሕጸቢ፣ መደየቢት(ሂስ)፣ ትሕቲ ምድሪ ቤት፣ ኣብ ሰገነትን ካልኦት ናይ ሓባር ቦታታትን ሽጋራ ምትካኽ ኣይፍቀድን እዩ ኣብ ሓደ ሓደ ገዛውቲ ሽጋራ ምትካኽ ክልኩል እዩ።
ፍቱው እንስሳ
ንስኻ ዋና እንስሳ ናይ ፍቱው እንስሳኻ ሓላፍነት ኣለካ። ንስኻ ኣብ ዘይብሉ ንእንስሳኻ ነጻ ኣይትግደፍ። ኣብ ናይ’ቲ ገዛውቲ ከባቢ ከይሸኑን ከይሓርኡን ንጐረባብቲ ኸይርብሹን ኣረጋግጽ።

ምቍራጽ ውዕል

ካብ ገዛኻ ክትግዕዝ ክትደሊ ከለኻ ናይ ግድን ነቲ ውዕል ገዛ ሰርዞ። ነዚ ብጽሑፍ ነቲ ውዕል ከም ዘቋረጽካዮ ነቲ ዋና ገዛ ትሕብሮ። ናይ ውዕል መቋረጺ ግዜ ሰለስተ ምሉእ ወርሒ እዩ። ኣብ ግዜ ሞት፡ ሓደ ምሉእ ወርሒ። ተወሳኺ ሓበሬታ ካብ ዋና ገዛኻ ትረክብ።

ክትግዕዝ ከለኻ ምጽራይ

ካብ ገዛኻ ክትግዕዝ ከለኻ ኵሉ ክፍልታትን ቦታን ጥርሑን ጽሩይን  ክግደፍ ኣገዳሲ እዩ። እቲ ዋና ገዛ ቁጽጽር ክገብር እዩ። ጕድኣታት፣ ዘይንቡር ብልሽትን ምናልባት ዝያዳ ጽርየትን ንስኻ ከም ተኻራዪ ሓላፍነት  ትወስደሉ።

መፋትሕ

እቲ ገዛ ክትኣትዎ ከለኻ ብዙሕ መፋትሕ ናይቲ ገዛ ክወሃበካ እዩ። ነዞም መፋትሕ ክትግዕዝ ከለካ ንዋና ገዛ ትመልሰሉ።  ገለ መፍትሕ እንተ ጎዲሉ ንስኻ ከም ተኻራያይ

Sidan uppdaterad den 25 maj 2016.

ኤንገልሆልምስሄም
ቱሊንጋታን 1B
ኣብ ኤንገልሆልም
0431-43 60 00
This is an email address

Allmän information

Om Ängelholm

Adress:
Östra vägen 2
262 80 Ängelholm

Telefon: 0431-870 00
E-post: This is an email address

Kundtjänst-öppettider:

Ordinarie öppettider:

Måndag-torsdag: 07.30-17.00

Fredag: 07:30-16:00

Kommunens kundtjänst

Jourtelefon och andra kontakter

Felanmälan

Lämna din synpunkt

Om webbplatsen

Ängelholms kommun på sociala medier

Facebook

Twitter

Instagram

Youtube

Visste du att en översiktsplan ska ge riktlinjer och vägledning för planering och byggande?