Ängelholms kommunvapen Ängelholms kommunvapen

Verktygsmeny

Hjälp

Sök på webbplatsen

Chatta med oss

Hej, vill du ha hjälp?



Chatten öppnas i nytt fönster i din webbläsare

Texten i chatten sparas och blir en allmän handling som vem som helst kan begära att få läsa.

Regler och villkor för chatten

ቁጠባ

ነባሪ ኣብ ኤንገልሆልም ኮሙን ኴንካ ብቑጠባ ነብስኻ ኣይትኽእልን ዲኻ? ከምኡ እንተ ኴይኑ ብመልኽዕ መናበዪ ደገፍ፡ ብኣድላይነት ዝግምገም  ናይ ሓገዝ መሰል ኣለካ።  ሓታት ዑቕባ እንተ ኴንካ ወይ ኣብ ገለ ናይ በዓል መዚ ኢሚግረሽን መንበሪ ትነብር እንተ ኴንካ ግን  ዝኾነ ናይ ሓገዝ መሰል የብልካን።

መናበዪ ደገፍ

መናበዪ ደገፍ ምድላይ፡ መሰላትን ግዴታታትን ምህላው ማለት እዩ። ቅድሚ ቁጠባዊ ደገፍ ምሕታትካ፡ ንሕና ነብስኻ ንኽትናቢ ዝከኣለካ ክትገብር ንደሊ። እዚ ንኣብነት ብዛዕባ ንጡፍ ደላይ ስራሕ ምዃን ወይ ንብረትካ ምሻጥ ከም መኪናኻ ምሽጥ ክኸውን ይኽእል። ንመናበይኻ ባዕልኻ ከተበርክት ዘይትፍትን  እንተ ኴንካ ንናይ መናበዪ ደገፍ መሰል የብልካን። ኣብ ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስራሕ ምዝጉብን ነቲ ኣብኡ ዝወጸ መደብ ክትክተሎን  ኣለካ።

ንዝያዳ ሓበሬታ ምስ ናይ’ዚ ኮሙን ኣገልግሎት ዓማዊል ርክብ ግበር።

ክፍሊት መትከል እግሪ

መቐመጢ ፍቓድካ ምስ ተዋህበካ፡ ንናይ መትከሊ እግሪ ክፍሊት መሰል ክህልወካ ይኽእል እዩ። ምሉእ ክፍሊት ንምርካብ ኣብ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ንኣብነት ከም ትምህርቲ ሽወደንኛ ንወጻእተኛታት (SFI), ትምህርቲ ልልይ ምስ ሕብረተሰብን ልምምድ ስራሕን ናይ ግድን ክትሳተፍ ኣለካ።

ክፍሊት መትከሊ እግሪ ብመሰረት ህላወኻ  ኣብ እቶም ናትካ መደብ መትከል እግሪ ዝኣትዉ ንጥፈታት እዩ። ንስኻ ወይ ውላድካ እንተ ሓሚምኩም፡ ነንዝምልከቶ ሓላፊ ንጥፈታት ናይ ግድን ከተመልክት ኣለካ። ብዘይ ምኽንያት እንተ ኣብዅርካ፡ ናይተን ካብ ንጥፈታትካ ኣብዅርካለን ዝነበርካ መዓልታት ክፍሊት ኣይክትረክብን ኢኻ። ክፍሊትካ ከይተጸለወ፡ ኣብ ገዛ ኴንካ ንዝሓመመ ውላድካ ናይ ምክንኻን መሰል ኣለካ።እቲ ሓላፊ ግን ክሕበር ኣለዎ።

ክፍሊት መትከል እግሪ ብቐዳምነት ንኽራይን ሕሳባትን መኽፈሊ ክውዕል፡ከም’ውን ንሓደ ወርሒ ንመግቢ ክኣክል ኣለዎ። እዚ ኮሙን ገንዘብካ ሕሳብ ካብ ምኽፋል ንኻልእ እንተ ተጠቂምካሉ፡ ሕሳብካ ንምኽፋል ክሕግዘካ ኣይክእልን  እዩ።

ኣቑሑት ገዛን ናይ ክሽነ ናውትን

ሓድሽ ገዛ ምስ ረኸብካ ካብ ማእከላይ ሽማግለ ትምህርቲ (CSN) ንናይ ገዛ ኣቑሑት መግዝኢ ገንዘብ ክትልቃሕ ትኽእል ኢኻ።  እዚ ኣብ’ዚ ኮሙን ምንባር ካብ ትጅምር ካብ ክልተ ዓመት ንታሕቲ እንተ ጌርካ እዩ። ድሕሪ ክልተ ዓመት እቲ ለቓሕ ምውሳዱ፡ እቲ ለቓሕ ምስ ወለዱ ክኽፈል  ኣለዎ>

Sidan uppdaterad den 25 maj 2016.

Allmän information

Om Ängelholm

Adress:
Östra vägen 2
262 80 Ängelholm

Telefon: 0431-870 00
E-post: This is an email address

Kundtjänst-öppettider:

Sommarens öppettider:
Måndag-fredag 08.00-16.00

Kommunens kundtjänst

Jourtelefon och andra kontakter

Felanmälan

Lämna din synpunkt

Om webbplatsen

Ängelholms kommun på sociala medier

Facebook

Twitter

Instagram

Youtube

Visste du att du kan ladda din elbil vid Stadshuset?