Ängelholms kommunvapen Ängelholms kommunvapen

Verktygsmeny

Hjälp

Sök på webbplatsen

Chatta med oss

Hej, vill du ha hjälp?



Chatten öppnas i nytt fönster i din webbläsare

Texten i chatten sparas och blir en allmän handling som vem som helst kan begära att få läsa.

Regler och villkor för chatten

መራኸቢ ቦታታት

ኣብ ኤንገልሆልም ኮሙን ሰባት ክራኸቡን ክፋለጡን ዕድል ንምፍጣር ዕላምኡ፡ ዝተፈላለየ ናይ መራኸቢ ቦታታት ኣሎ።  እዞም ናይ መራኸቢ ቦታታት ንኵሉ ሰብ ክፉታት እዮም። ሓድሽ መጻኢ፣ ሽወደናዊ፣ ጥሮተኛ፣ መንእሰይ ወይ ብዙሕ ዓመታተ ኣብ ሽወደን ዝተቐመጥካ ወጻእተኛ ምዃንካ ብዘየገድስ።

ኣብ’ቲ ብክሮንሄክተት ዝፍለጥ ገዛ ባህላዊ ንጥፈታት ከም ዓውደ-ምርኢት፣ ናይ ሙዚቃ ትምህርቲን ናይ ኢደ-ጥበብን ስእልን መዓልታትን ኣሎ። ንኣርባዕተ ሓሙሳት ቅድሚ ክፍላ ክረምቲ ዘላ ሓሙስ ጀሚሩ ኣብ እቲ ኣብ ጥቓ ሮነ ኦ ትርከብ ንእሽተይ መድረኽ ናይ ሙዚቃ ምርኢት ኣሎ።

ኣብ ኮማዊ ማእከል (ፎልከትስሁስ)፡ ቬርልድስ-ካፈት ክሎተት፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ትምህርቲ፣ ምርኢትን በጻሕቲ ደረስትን ወዘተን ትሕዝትኡ ዳርጋ ሸሞንተ ዝተሓዋወሰ ንጥፈታትን ባህላዊ ተሞኵሮታትን ኣሎ። መእተዊ ብነጻ እዩ። ኵሉ ሰብ ድማ ቅቡል እዩ።

ክፉት መዋእለ ህጻናት ንወለድን ቆልዑን ሓደ መራኸቢ ቦታ እዩ። ኣብ ናይ’ቲ ክፉት መዋእለ ህጻናት ናይ ስራሕ ሰዓታት ኣብ ዝደለካዮ ትመጽእን ትኸይድን። ኣብ’ዚ ሓደሽቲ ርክባት ክትገብር፣ መሃዝቲ ንጥፈታት ክትድህስስ፣ ክትጻወት፣ ክትደርፍ  ወይ ኣብኡ ጥራይ  ክትህሉ ትኽእል ኢኻ።

መራኸቢ ቦታ ኩልቱርሁሰት (MK-huset)  ንዓኻ ካብ ሻብዓይ ክፍሊ ንላዕሊ ክሳብ 20 ዓመት ትመልእ ውሑስን ካብ ዕጸ-ፋርስ (ድሮጋ) ነጻ ዝኾነን ከባቢ ይቕርበልካ። ብጀካ ኮምፕዩተር ምጥቃም፣ ጸወታ ተለቪዥን ናይ ሓባር ጸወታ ምጽዋት፣ቡን ምስታይን ምስ የዕሩኽትካ ምዝናይን MK-Huset ምሸታዊ ቴማታትን ዝተፈላለዩ ንጥፈታትን የዳሉ። ካብ ናይ ዝሓለፈ ቴማታት፡ ስፖርት፣ ናትካ ፊልም ባዕልካ ምስራሕ፣ ብራድዮ ዝንቀሳቐሳ መኻይን ምዕራይን ናይ ምህዞ ምሸትን እዩ። ካብ 7 ክሳብ 9 ክፍሊ ትምሃር እንተ ኲንካ፡ ናብ ናይ’ዚ ኮሙን ዝተፈላለዩ መዘናግዒ ማእከላት እውን ክትበጽሕ ትኽእል ኢኻ።

ናይ ኤንገልሆልም ቤት ንባብ ኣብ ናይ 2016 ጽድያ ክፋለ-ዓመት ኵሉ ግዜ ሰኑይን ረቡዕን ካብ ሰዓት 15-17 ስፕሮክካፈ(ልምምድ ቋንቋ) ኣለዎ። ኣብኡ ተራኺብካ ብቋንቋ ሽወደን ክትዛረብን ቡን ክትሰትን ትክእል። ሰብ እንተ ደልዩ ኣብ እቲ ቤት ንባብ ዘሎ ክፍልታት ኣብ ካልእ ሰዓታት ቋንቋ  ንምልምማድ ናይ ምልቃሕ ተኽእሎ እውን ኣሎ።

ኮሙን መራኸብቲ ቦታታት  ብደሓን ምጻእ!

ካልኦት ናይ  መራኸቢ ቦታታት፦

  • ናይ ዕዮ ገዛ ሓገዝ ምስ ሬዳ ባርነን ኣብ  ጋስቨርክስጋተን
  • ናይ ኤንገልሆልም ናይ ሕበር(ቬንስካፕስፎረኒንግ) ኣብ ቫክትጋታን 21
  • ናይ ህጻውንቲ መሓምበስን ናይ ስድራ መሓምበስን ኣብ ሶድራ ሽዩክሁሰት። ናብ ገለ ናይ’ዚ

Sidan uppdaterad den 25 maj 2016.

Allmän information

Om Ängelholm

Adress:
Östra vägen 2
262 80 Ängelholm

Telefon: 0431-870 00
E-post: This is an email address

Kundtjänst-öppettider:

Måndag - torsdag 07.30-17.00
Fredag 07.30-16.00

Kommunens kundtjänst

Jourtelefon och andra kontakter

Felanmälan

Lämna din synpunkt

Om webbplatsen

Ängelholms kommun på sociala medier

Facebook

Twitter

Instagram

Youtube

Visste du att en del av Kronoskogen numera är naturreservat?